ኣካዳሚ ፓራዳይዝ መርሲፋል | |
---|---|
የስራ ሃላፊንት | እንግሊዘኛ ዲግሪ መምህር |
የተለቀቀበት ቀን | ሰሉስ ነሓሰ 3, 2008 |
መዝግያ ቀን | ረቡዕ ነሓሰ 11, 2008 |
ቦታ | መቐለ |
የስራ መለያ ቁጥር | |
ደሞዝ | |
የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
የስራ ምድብ | |
በኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ተፈላጊ ብዛት | 3 |
መግለጫ | መርሲፉል ፓራዳይዝ ኣካዳሚ ሙሉእ 1ይ 2ይ ደረጃ መሰናድኦ ቤት ትምህርቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ መደብ ስራሕ መምህርነት ብቀዋሚነት ክቆፅር ይደሊ |
የትምህርት ደረጃ | ዲግሪ |
ተፈላጊ ችሎታ | ዲግሪ |
ስራ ልምድ | 2 ዓመትን ልዕሊኡን |
How to apply | መሃያ 4425 Â ኣበል ትራንስፖርት 1000 ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሱ ረቀሕታት እተማልኡ አመልከቲ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሙሉእ መረዳእታ ትምህርትኩም ሲቪ መረዳእታ ልምዲ ስራሕኩም መለለዩ ካርድኩምን ብምሓዝ አዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10ተ ተከታተልቲ ናይ ስራሕ መዓልትታት ኣብ ቤት ትምህርትና እናቀረብኩም ንክተመልክቱ ነተሓሳስብ አድራሻ ድሕሪ ምምሕዳር መንግስቲ ክልል ትግራይ (ጥቃ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ) ስቁ 0344411301 /0344418565 |