| ቃላሚኖ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | ዕደጋ ሰራሐተኛ |
| የተለቀቀበት ቀን | ረቡዕ ሓምለ 27, 2008 |
| መዝግያ ቀን | ቀዳም ሓምለ 30, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| የስራ መለያ ቁጥር | |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 1 |
| መግለጫ | ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ንዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ አወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደሊ ካብዚ ንታሐቲ ዝተዘርዘሩ ረቆሒ እተማልኡ ተወዳደርቲ ንክትምዘገቡ ይዕድም |
| የትምህርት ደረጃ | ዲፕሎማ/ዲግሪ |
| ተፈላጊ ችሎታ |
|
| ስራ ልምድ | ብተመሳሳሊ ስራሕ ንዲፕለማ 4ተ ዓመት ንዲግሪ 2 ዓመት |
| How to apply | ናይ ምዝገባ ግዜ ካብ ዕለት 26/11/2008 ዓም እስካብ 30/11/2008 ዓ/ም ኦርጅናል ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ መረዳእታ ትምህርትን ናይ ስራሕ ልምድን ብምሓዝ ኣብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ቢሮ ቁፅሪ 15 ንምምዝጋብ ትክእሉ ኩሉ ግዜ ካብ ሰዓት 2:00 ሰዓት 11:00 ኣብ ዘሎ ስራሕ ፈተና ዝዉሃበሉ ግዜ ድሐሪ ምዝገባ ብምልክታ ነፍልጥ ንተወሳኪ ሓበሬታ ቡቑፅሪ ስልኪ 0938883229 ምሕታት ይከኣል |