| ማእኸል መሰልጠኒ ጉድኣት አካል መቐለ | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | ፀሓፊትን ኦፊስ ምም/ርን |
| የተለቀቀበት ቀን | ረቡዕ ሓምለ 27, 2008 |
| መዝግያ ቀን | ቀዳም ነሓሰ 7, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| የስራ መለያ ቁጥር | |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 1 |
| መግለጫ | ማእኸል መሰልጠኒ ቴክኒክን ሞያን ጉድኣት ኣካል መቐለ ኣብ ከይዲ ስራሕ ዉፅኢት መሰረት ዝገበረ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋን/ምም/ርን ንዝርከቡ ክፍቲ ስራሕ መደባት ፀሓፊትን ኦፊስ ምም/ርን ብናይ ደገን ዝዉዉር ቆፃር አወዳዲሩ ብዋምንነት ክቆፅር ስለዝደለየ ተወዳደርቲ በዚ ምልክታ ይዕድም |
| የትምህርት ደረጃ | ዲፕሎማÂ |
| ተፈላጊ ችሎታ |
|
| ስራ ልምድ | 2 ዓመት |
| How to apply | ካብዚ ንላዕሊ ዝተገለፀ መዐዓቀኒ እተማልኡ አመልክቲ ኦርጅናል መረዳእታ ምስ ኦርጅናል ዝተገናዘበ ኮፒን ካብ ሓምለ 26/11/2008 ዓም ክሳብ ሓምለ 07/12/2008 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ኣብ ቢሮ ቑፅሪ 4 ደ/ከ/ስ/ኣ/ስራሕሓይሊ ሰብ ክትምዝገቡ ንዕድም መዘካከሪ ናይ ፈተና ዕለት ንቅድሚት ብምልክታን ስልክን ይግልፅ ስልኪ ቁፅሪ 0344408279 /0914493 /0914838493 /0914015905 /0914131004 ምሕታት ይከኣል |