ፍር ስዋኣት ስራሕቲ ንግዲ ሓ/ዝተ/ዉ/ማ | |
---|---|
የስራ ሃላፊንት | ክለርክ አካዉንቲንግ |
የተለቀቀበት ቀን | ዓርቢ ሓምለ 15, 2008 |
መዝግያ ቀን | ሶኒ ሓምለ 18, 2008 |
ቦታ | መቐለ |
የስራ መለያ ቁጥር | |
ደሞዝ | |
የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
የስራ ምድብ | |
በኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ተፈላጊ ብዛት | 1 |
መግለጫ | ፍረስዉኣት ስራሕቲ ንግዲ ሓ /ዝ/ዉ/ ማሕበር ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ ተደለይቲ ረቀሕታት እተማልሱ አመልከቲ ክትወዳደሩ ይዕድም |
የትምህርት ደረጃ | 1ይ ዲግሪ ብአካዉንቲንግ ዝተመረቀ/ ት |
ተፈላጊ ችሎታ | ፔችትሪ አካዉነቲንግ ክእለት ዘለዎ /ዋ ይምረፅ |
ስራ ልምድ | 2 ዓመት |
How to apply | ልዕል ኢሎም ዝተገለፁ ረቀሕታት እተማልኡ አመልከቲ መረዳእታኩም ምስዘይምለስ ፎቶኮፒ ሒዝኩም ኣብ መቐለ ጥቃ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ማሕበር ጉድኣት ኩናት ትግራይ ህንፃ 6ይ ፎት ምምሕዳር ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 12 ቀሪብኩም ክትምዝገቡ ንዕድም ናይ ትራንስፖርት አበል 300 ምዝገባ ዕለት 13/ 11 /2009 ክሳብ 18 /11/ 2008 ኩሉ ግዘ ኣብ ስራሕ ሰዓት ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብናይ ዉሽጢ ምልክታ ክግለፅ ዩ ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344415254 / 415247 |