ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ | |
---|---|
የስራ ሃላፊንት | ገንዝብ ተሓዚት |
የተለቀቀበት ቀን | ሶኒ የካቲት 10, 2006 |
መዝግያ ቀን | ሓሙስ የካቲት 13, 2006 |
ቦታ | መቐለ |
የስራ መለያ ቁጥር | መ.መ.ቑ 27-7-1 |
ደሞዝ | |
የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
የስራ ምድብ | |
በኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ተፈላጊ ብዛት | 1 |
መግለጫ | ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ መደባት ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ
ዓይነት ትምህርቲ ብኣካውንቲንግ ፐርቸይዚንግ ማናጅመንት ቋሚ
ተደላይ ክእለት መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መሰረት ካብ ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን ብ10+3 ዲፕሎማ ወይ ብብርኪ III ዝተመረቐት 4+ ዓመት ስራሕ በቲ ሙያ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ/ዋ ናይ ስራሕ ተበግሶ ዘለዎ/ዋ
|
የትምህርት ደረጃ | |
ተፈላጊ ችሎታ | |
ስራ ልምድ | |
How to apply | መተሓሳሰቢ ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 06/06/2006-12/06/2006 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ኦርጅናልን ፎቶኮፒ መረዳእታ ሒዝኩም ኣብ ቢሮ ሰ/ማ/ ጉዳይ ደ/ከ/ስ/ኣመራርሓ ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 261 ክትምዝገቡ ከምእትክእሉ ነተሓሳስብ መረጋገፂ ብቅዓት ክቅርብ ዝክእል ኦርጅናል ፎቶ ኮፒ ክቕርብ ኣለዎ ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 13/06/2006 ዓ/ም ሰዓት 9 ይኸውን |