ማሕበር ልምዓት ትግራይ | |
---|---|
የስራ ሃላፊንት | ሓጋዚ/ት ካሸር |
የተለቀቀበት ቀን | ሰሉስ ሓምለ 5, 2008 |
መዝግያ ቀን | ሓሙስ ሓምለ 14, 2008 |
ቦታ | መቐለ |
የስራ መለያ ቁጥር | VIII |
ደሞዝ | |
የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
የስራ ምድብ | |
በኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ተፈላጊ ብዛት | 1 |
መግለጫ | ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ ንደለይቲ አወዳዲራ ክትቆፅር ትደሊ ካብዚ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም |
የትምህርት ደረጃ | 1ይÂ ዲግሪ ብኣካዉንቲንግ, ማናጅመንትን ,ካልኦት ተመሳሰልቲ ዓይነት ትምህርትን |
ተፈላጊ ችሎታ | መሰረታዊ ክእለት ኮምፒተርን ዘለዎ |
ስራ ልምድ | 0 ዓመት |
How to apply | ረቀሒ እተማልኡ ተወዳደርቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ስራሕ ልምዲ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ሲቪን ብምትሓዝ ኣብ ዋና ቤት ጽሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ምምሕዳር ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 420 ምምዝጋብ ትክእሉ ምዝገባ ዕለት 01/ 11/ 2008 ዓም ክሳብ 14/ 11 /2008 ዓም ኣብ ስራሕ እዋን ስቁ 0344 40 99 23 |