ዳዕሮ ዕቋርን ልቃሕን ሕብረት ስራሕ ማሕበር | |
---|---|
የስራ ሃላፊንት | ሒሳብ ሰራሕተኛ |
የተለቀቀበት ቀን | ሰሉስ ሰነ 14, 2008 |
መዝግያ ቀን | ዓርቢ ሰነ 17, 2008 |
ቦታ | መቐለ |
የስራ መለያ ቁጥር | |
ደሞዝ | |
የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
የስራ ምድብ | |
በኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ተፈላጊ ብዛት | 1 |
መግለጫ | ዳዕሮ ዕቋርን ልቃሕን ሕብረት ስራሕ ማሕበር ንዘለዎ ክፍቲ ሰራሕ ቦታ ናይ ደገ በዓል ሞያ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ ስለዚ እዚ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ተወዳደርተቲ ክትምዝገቡ ንዕድም |
የትምህርት ደረጃ | ብአካዉንቲንግ ዝተመረቀ/ ት ዲፕሎማ |
ተፈላጊ ችሎታ | Peachtree አካዉንቲንግ ዝተመረቀን ኣብ ማሕበራት ዝሰረሐን ይምረፅ |
ስራ ልምድ | 2 ዓመትን ልዕሊኡን |
How to apply | አመልከተቲ አብ ሰራሕ ሰዓት ከካብ 2:00 -6:00 ደሕሪ ሰዓት ካብ 8:00 ክሳብ 11:00 ናብ ዳዕሮ ዕቀር ልቃሕን ሕብረት ስራሕ መማሕበር እነናቀረበቡ ክምዝገቡ ይክእሉ ምዝገበባ ካብ 13/ 10 /2008 ዓም ክሳብ 17/ 10/ 2008 ዓም ምዝገባ ቦታ ቀዳማይ ወያነ ዕዳጋ ማእከል ብሎክ ለ ቁፅሪ ገዛ 108 ስቁ 0914404805 |