| ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | ዉሽጢ ኦዲተር |
| የተለቀቀበት ቀን | ቀዳም ሰነ 11, 2008 |
| መዝግያ ቀን | ሶኒ ሰነ 20, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| የስራ መለያ ቁጥር | |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 1 |
| መግለጫ | ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ መደባት ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| የትምህርት ደረጃ | መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር 1ይ ዲግሪ 5 ዓመት አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ካብ ቤት ቴክኒክን ሞያን ብ 10+3 ብዲፕሎማ ዝተመረቀ/ ት ብብርኪ III ዝተመረቀ/ ትÂ ወይ ካብ ኮሌጅ ብዲፕሎማ ዝተመረቀ/ ት 9 ዓመት ስራሕ ልምዲ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ብብርኪ IV ዝተመረቀ/ ት 7Â ዓመት ስራሕ ልምዲ |
| ተፈላጊ ችሎታ | ናይ ፋይናንስ ምምሕዳር ክእለት ዘለዎ/ ዋ ንለዉጢ ቅሩብ ዝኮነ /ት ኦዲት ሞያ አግባብ ዘለዎ ልምዲ ስራሕ ዘለዎ /ዋ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ /ዋ |
| ስራ ልምድ | መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር 1ይ ዲግሪ 5 ዓመት አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ካብ ቤት ቴክኒክን ሞያን ብ 10+3 ብዲፕሎማ ዝተመረቀ/ ት ብብርኪ III ዝተመረቀ/ ትÂ ወይ ካብ ኮሌጅ ብዲፕሎማ ዝተመረቀ/ ት 9 ዓመት ስራሕ ልምዲ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ብብርኪ IV ዝተመረቀ/ ት 7Â ዓመት ስራሕ ልምዲ |
| How to apply | ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 10 /10 /2008 ዓም ክሳብ 20 /10 /2008 ዓም ቢሮ ቁፅሪ 261 ካብ ታሕሳስ 2000 ዓም ትምህርቲ ጀሚሩ ዝወደአ ናይ ሞያ ብቅዓት ሲኦሲ መረጋገፂ ከቅርብ ዝክእል ኦርጀናልን ፎቶኮፐንÂ ከቅርብ ዝክእል |