| ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ቴክኒክን ሙያን ዉቅሮ | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | ጀማሪ ኢንስትራክተር irrigation engineering |
| የተለቀቀበት ቀን | ቀዳም ሰነ 11, 2008 |
| መዝግያ ቀን | ዓርቢ ሰነ 17, 2008 |
| ቦታ | ዉቅሮ |
| የስራ መለያ ቁጥር | |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 1 |
| መግለጫ | ዉቅሮ ሕርሻ ኮሌጅ ብቁፃርን ብቀዋምነትን ክምድብ ስለዝደለየ ንክትወዳደሩ ይዕድም |
| የትምህርት ደረጃ | 1ይ ዲግሪ irrigation engineering, water resource and irrigation engineering, water resource engineering management, water supply engineering 2.75ን ልዕሊኡን ዉፅኢት ዘለዎ |
| ተፈላጊ ችሎታ | ብ irrigation engineering,water resource and irrigation engineering, water resource engineering management, water supply engineeing በቢብርኩ ተመዚኑ COC ዝሓለፈ/ት COC Level by Level ተመዚኑ ክሳብ Level 4 ዝሓለፈ/ት |
| ስራ ልምድ | 0 year |
| How to apply | ምዝገባ ካብ ዕለት 10 /10 /2008 ዓም ክሳብ 17 /10/ 2008 ዓም ኣብ ዉ /ሕ/ /ፖ ቴ ኮሌጅ ኣብ ስራሕ ሰዓት ቢሮ ቁፅሪ 19 ይከዉን አመልከቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ሒዞም ክቀርቡ ይግባእ ፈተና ዕለት 21 /10 /2008 ዓም ሰዓት 4:00 ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344430125 |