እንደርታ ኩለመዳይ ሕብረት ስራሕ ማሕበር የኒየን | |
---|---|
የስራ ሃላፊንት | ጀነራል አካዉንታት |
የተለቀቀበት ቀን | ሰሉስ ሰነ 7, 2008 |
መዝግያ ቀን | ቀዳም ሰነ 11, 2008 |
ቦታ | መቐለ |
የስራ መለያ ቁጥር | VII |
ደሞዝ | |
የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
የስራ ምድብ | |
በኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ተፈላጊ ብዛት | 1 |
መግለጫ | እንደርታ ኩለመዳይ ሕብረት ስራሕ ማሕበር የኒየን ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰብ ሞያ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
የትምህርት ደረጃ | ብአካዉንቲንግ ,ብሕብረት ስራሕ, ሒሳብ አተሕዛ, አዲቲንግ, ባንኪንግ ኢንሹራንስ ዲግሪ ዘለዎ |
ተፈላጊ ችሎታ | ሶፍትዌር ሰርትፍኬት ዘለዎ |
ስራ ልምድ | 6 ዓመት |
How to apply | ዘድሊ ብርኪ ትምህርቲ ኣብ ዝተዳለወ ወይ ዓይነት ትምህርቲ ልምዲ ስራሕ ሲቪ ክእለት ኮምፒተር ዝገልፅ መረዳእታ ኦርጂናል ዘይምለሰ ፎቶ ኮፒ ካልኦት አድለይቲ እትብልዎም መረዳእታ ሒዝኩም ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ 07 /10 /2008 ክሳብ 11/ 10/2008 ዓም ኣብ ከተማ መቐለ ቀዳማይ ወያነ ጣብያ ሰላም ጥቃ ሰምሃል ክሊኒክ ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት እንደርታ ኩለመዳይ ሕ /ስ /ማ ዩኒየን ሓለፍነቱ ዝተወሰነ አብ ምምሕዳር ሓይሊ ሰብ ምምዝጋብ ይከኣል ንተወሳኪ ሓበሬታ 0913211281 ወይ 0348990267 |