https://milkta.com/am/jobs/display/1202
ካሳን ለምለምን ፋብሪካ መፍረያ ሓፂነ መፂን ሕ/ሽ/ማ
የስራ ሃላፊንት ናይ ማርኬቲንግ ላዕለዋይ
የተለቀቀበት ቀን ዓርቢ ሰነ 3, 2008
መዝግያ ቀን ሰንበት ሰነ 12, 2008
ቦታ ዉቅሮ
የስራ መለያ ቁጥር
ደሞዝ
የስራው ዓይነት ጊዝያዊ
የስራ ምድብ
በኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ተፈላጊ ብዛት 1
መግለጫ

ካሳን ለምለምን ፋብሪካ መፍረያ ሓፂነ መፂን ሕ/ሽ/ማ በዚ ዝስዕብ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ ብዝስዕብ ረቆሒታት አወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ

የትምህርት ደረጃ

BSCÂ Â Â Â Â Â

ተፈላጊ ችሎታ

Â

ብማኑፋክቸሪንግ ኢንጂነር ወይ ኢንደስትርያል ኢንጂነር ወይ ብተመሳሳሊ ዝተመረቐ/ት

ናይ ኮምፒተር ክእለትÂ Â

ስራ ልምድ

0 ዓመት ስራሕ ልምዲ

How to apply
  • ናይ ስራሕ ቦታ ኣብ ከተማ ዉቅሮ
  • ናይ ምዝገባ ቦታ ኣብ ናይ ፋብሪካና HRM ቤት ፅሕፈት
  • ምልክታ ዝፀንሐሉ ግዜ ቀደም ሓዊሱ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ
  • ምዝገባ ዝካየደሉ ካብ ዕለት 03/10/2008 ዓም ክሳብ 14/10/2008
  • መመልከቲ ከቅርቦ ዝግባእ መረዳእታ ኦርጀናል ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ኦርጅናል ናይ ስራሕ ልምዲ መረዳእታ ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ካልኦት መረዳእታ ድሕሪ ምዝገባ ኣብ ምዕራይን ንዝሐለፉ ናይ ፈተና ዕለት ምልክታ ንልጥፍን ብስልኪ ነፍልጥን ምካኑ ኣድራሻ ፋብሪካና ኣብ ከተማ ዉቅሮ ትሕቲ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ጥቃ /ናይል ቆርቆሮ/
ምልክታ እና ቅጂው:: 2013 - 2024 ፖወርድ ኤንድ ዲቨሎፕድ ባይ ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle