ማሕበር ልምዓት ትግራይ | |
---|---|
የስራ ሃላፊንት | መተሓባበሪ ክላስተር ዉዳበ አባላትን ምትእክካብ ሃፍትን |
የተለቀቀበት ቀን | ዓርቢ ሰነ 3, 2008 |
መዝግያ ቀን | ሓሙስ ሰነ 16, 2008 |
ቦታ | መቐለ |
የስራ መለያ ቁጥር | |
ደሞዝ | |
የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
የስራ ምድብ | |
በኣገልግሎት ዘመን | ማናጅመንት |
ፆታ | ኣይፈልን |
ተፈላጊ ብዛት | 1 |
መግለጫ | ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ ስራሕ ደለይቲ አወዳዲራ ክትቆፅር ስለትደሊ ነዚ ረቀሕ እተማልኡ ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ንዕድም |
የትምህርት ደረጃ | 1ይ ዲግሪ/ 2ይ ዲግሪ ብማናጅመንት :ኢኮኖሚክስን ካልኦት ተመሳሰልቲ ዓይነታት ትምህርቲ |
ተፈላጊ ችሎታ | መሰረታዊ ክእለት ኮምፒተር ክእለት መረዳአታ ምእካብን ምትንታንን |
ስራ ልምድ | ን1ይ ዲግሪ 8 ዓመትን ልዕሊኡን ን2ይ ዲግሪ 6 ዓመትን ልዕሊኡን |
How to apply | ወረዳ /ዞባ ማልት ቦርደ አመራሓ ኮይኑ ዝሰረሐ እንተኮይኑ ይምረፅ ነዚ ረቀሕ እተማልኡ ተወዳደርቲ ናይÂ ትምህርቲ መረዳእታኩም ስራሕ ልምዲ ኦርጂናልን ዘየመለሰ ፎቶኮፒን ምስ CV ብምትሕሓዝ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 420 ብምምፃእ ክትምዝገቡ ንፅዉዕ ምዝገባ ዝካየደሉ እዋን ካብ 03 /10/ 2008 ዓም ክሳብ 16/ 10 /2008 ዓም ኣብ ዘሎ እዋን |