ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ ክልል ትግራይ | |
---|---|
የስራ ሃላፊንት | ስቶር ኮንትሮል |
የተለቀቀበት ቀን | ዓርቢ ጉንበት 26, 2008 |
መዝግያ ቀን | ረቡዕ ሰነ 1, 2008 |
ቦታ | መቐለ |
የስራ መለያ ቁጥር | |
ደሞዝ | |
የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
የስራ ምድብ | |
በኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ተፈላጊ ብዛት | 1 |
መግለጫ | ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ብፅብየትን ብቁፃርን ሓይሊ ሰብ ብቅደም ሰዓብ ከማልእ ይደሊ |
የትምህርት ደረጃ | ኮሌጅ ዲፐሎማ ቴክኒክን ሞያን ዲፕሎማ 12ተ ክፍሊ ሓፈሻዊ ፐርቼዚንግ: ሳ /ማናጅመንት:ኢኮኖሚክስ:አካዉንቲንግ |
ተፈላጊ ችሎታ | ኮሌጅ ዲፐሎማ ቴክኒክን ሞያን ዲፕሎማ 12ተ ክፍሊ ሓፈሻዊ ፐርቼዚንግ: ሳ /ማናጅመንት:ኢኮኖሚክስ:አካዉንቲንግ |
ስራ ልምድ | ኮሌጅ ዲፐሎማ 0 ዓመት ቴክኒክን ሞያን ዲፕሎማ 2 ዓመት 12ተ ክፍሊ ሓፈሻዊ 6 ዓመት Â |
How to apply | ኣብ ላዕሊ ዝተቀመጠ ክፍቲ ስራሕ መደብ ዝተቀመጠ መመዘኒ ረቀሕ እተማልኡ አመልከቲ እዚ ምልክት ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ተራ ቁፅሪ 4ን 6ን ኣብ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ ኣብ ቁፅሪ 5 ን 7ን ኣብ ዉሽጢ 7 ናይ ስራሕ መዓልቲ ካብ ተራ ቁፅሪ 1 ክሳብ 3 ዘሎ ኣብ ዉሽጢ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን መረዳእታኩም ብምሓዝ ናብ ኤጀንሲ ልምዓት አባይቲ ክልል ትግራይ ፐርሰኔል ክፍሊ ቁፅሪ 4 ቀሪብኩም ምምዝጋብ ትክእሉ Â መተሓሳሰቢ ናይ ሞያ ብቅዓት መረጋገፂ መረዳእታ ዝምልከት በቲ መምሒ መሰረት ክቀርብ አለዎ |