ኤጀንሲ ሳይንስን ቴክኖሎጂ ክልል ትግራይ | |
---|---|
የስራ ሃላፊንት | ጀማሪ ስፔሻሊስት ሙዜም ሳይንስ ቴክኖሎጂን |
የተለቀቀበት ቀን | ዓርቢ ጉንበት 19, 2008 |
መዝግያ ቀን | ሰሉስ ጉንበት 23, 2008 |
ቦታ | መቐለ |
የስራ መለያ ቁጥር | 24-3-17 |
ደሞዝ | |
የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
የስራ ምድብ | |
በኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ተፈላጊ ብዛት | 1 |
መግለጫ | ኤጀንሲ ቴክኖሎጂ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ሓይሊ ሰብ ኣብ ዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ ብናየ ደገ ቁፃር አወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደለየ ነዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ረቆሒ ተማልኡ ንክትወዳደሩ በዚ ምልክታ ይዕድም |
የትምህርት ደረጃ | ካብ ዝተፈለጠ ዩኒኒቨርሲቲ MA/MSc/PHD ኮምፒተር ሳይንስ :ኮምፒተር ኢንጂነሪንግ: ሶፍትዌር ኢንጂነሪንግ: ስታስቲክስ :ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ :ኢንፎርሜሸን ሳይንስ: ማናጅመንት :ኢንፎርሜሽን ሲስተም :ዝተመረቀ /ት ብተወሳኪ እዉን መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ፍልጠት ዘለዎ/ ዋ ብ3ተ ዓመት ዝተረከበ 1ይ ዲግሪ |
ተፈላጊ ችሎታ | ካብ ዝተፈለጠ ዩኒኒቨርሲቲ MA/MSc/PHD ኮምፒተር ሳይንስ :ኮምፒተር ኢንጂነሪንግ: ሶፍትዌር ኢንጂነሪንግ: ስታስቲክስ :ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ :ኢንፎርሜሸን ሳይንስ: ማናጅመንት :ኢንፎርሜሽን ሲስተም :ዝተመረቀ /ት ብተወሳኪ እዉን መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ፍልጠት ዘለዎ/ ዋ ብ3ተ ዓመት ዝተረከበ 1ይ ዲግሪ |
ስራ ልምድ | 0 ዓመት |
How to apply | ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ኦጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ክተቅርቡ ይግባእ ተመዝገብቲ ናይ 8ይ ክፍሊ ትምህርቲ መረዳእታ ክተቅርቡ ይግባእ መመዝገቢ ቦታ ኣብ ኤጀንሲ ሳይንስ ቴክኖሎጂ ደጋፊ ከይዲ ሰራሕ ሓይሊ ሰብ ህንፃ ጥቃ ጉድኣት ኩናት ትግራይ 5 ደብሪ ናይ ምዝገባ እዋን ካብ ዕለተ 19/ 09 /2008 ዓም ጀሚሩ ንተከታታሊ 5 ናይ ስራሕ መዓልትታት ይከዉን ብዝዓባ ብቅዓትን መረጋገፅን ብመምርሒ መሰረት ይፍፀም ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታ የፍልጥ ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344404127 |