https://milkta.com/am/jobs/display/1127
ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳር ክልል ትግራይ
የስራ ሃላፊንት ሓጋዚ ፀሓፊ/መንበቢ
የተለቀቀበት ቀን ሓሙስ ሚያዝያ 27, 2008
መዝግያ ቀን ረቡዕ ጉንበት 3, 2008
ቦታ መቐለ
የስራ መለያ ቁጥር
ደሞዝ
የስራው ዓይነት ጊዝያዊ
የስራ ምድብ
በኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ተፈላጊ ብዛት 1
መግለጫ

ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳር ክልል ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ናይ ሰራሕ መደብ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

የትምህርት ደረጃ

ናይ ቀደም 10ይ ክፍሊ ዝወደአ

ናይ ቀደም 11 ይ ክፍሊ ዝወደአ

ናይ ቀደም 11 ይ ክፍሊ ዝወደአ / ብሓደሽ ፖሊሲ ትምህርቲ 10 ክፍሊ ዝወደአ

ተፈላጊ ችሎታ

ናይ ቀደም 10ይ ክፍሊ ዝወደአ

ናይ ቀደም 11 ይ ክፍሊ ዝወደአ

ናይ ቀደም 11 ይ ክፍሊ ዝወደአ / ብሓደሽ ፖሊሲ ትምህርቲ 10 ክፍሊ ዝወደአ

ናይ ኮምፒተር ምፅሓፍ ክእለት ዘለዎ ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል

ስራ ልምድ

4 ዓመት ስራሕ ልምዲ

2 ዓመት

0 ዓመት

How to apply
  • ናይ ት/ትን ስራሕ ልምዲን መረዳእታን ዋንኡን ዘይምለለስ ፎቶ ኮፒን
  • መመዝገቢ ዕለት ካብ 26/08/2008 ዓ/ም ክሳብ 3/09/2008 ዓ/ም ንተከታታሊ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ
  • መመዝገቢ ቦታ ቢሮ ፀጥታን ምምርን ክልል ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 35
  • ናይ ፈተና እዋን ብምልክታ ክግለፅ እዩ
ምልክታ እና ቅጂው:: 2013 - 2024 ፖወርድ ኤንድ ዲቨሎፕድ ባይ ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle