ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ | |
---|---|
የስራ ሃላፊንት | Technical assistant2 |
የተለቀቀበት ቀን | ቀዳም ሚያዝያ 22, 2008 |
መዝግያ ቀን | ዓርቢ ሚያዝያ 28, 2008 |
ቦታ | ኣብ ዝተመደበሉ ቦታ |
የስራ መለያ ቁጥር | |
ደሞዝ | |
የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
የስራ ምድብ | |
በኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ተፈላጊ ብዛት | 2 |
መግለጫ | ኢንስቲትዮት ምርምር ሕርሻ ክልል ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ እተማልኡ አመልከቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም |
የትምህርት ደረጃ | Diploma in Soil science , Natural resource management and related COC level III |
ተፈላጊ ችሎታ | Diploma in Soil science , Natural resource management and related COC level III |
ስራ ልምድ | 2ተ ዓመትን ልዕሊኡን |
How to apply | ንናይ ተመራመርቲ ክፍቲ ስራሕ መደብ MSC/2ይ ዲግሪ ዘለዎ/ እንተተረኪቡ ብደረጃ ስኬል 2ይ ዲግሪ መሰረት ብቀዳምነት ይምረፅ ኮይ ግና ናይ MSCን BSCን ዓይነት ትምህርቲ ተመሳሳሊ ኮይኑ ናይ MSCን BSCን GPA ንደቂ ተባዕትዮ 3.00 ንደቂ ተነስትዮ 2.75 ልዕሊኡን መተሓሳሰቢ ተወዳደርቲ አግባብ ዘለዎ መረዳእት ትምህርትን ስራሕ ልምድን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ከቅርቡ ነተሓሳስብ ምዝገባ ቦታ ኢንስትትዮት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቁ 16 ዒላላ ምዝገባ ዕለት ካብ 24 /08/ 2008 ዓም ክሳብ 28/ 08 /2008 ዓም ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክት ክግለፅ ዩ ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁ 0344407901 ምሕታት ይከኣል |