| የስራ ሃላፊንት | ላ/ኪኢላ ሪፖርት |
| የተለቀቀበት ቀን | ረቡዕ ሚያዝያ 12, 2008 |
| መዝግያ ቀን | ሰሉስ ሚያዝያ 18, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| የስራ መለያ ቁጥር | |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 1 |
| መግለጫ | ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ኣብ ዘለዎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ሰራሐተኛታት ብቀዋሚነት አወዳዲሩ ክዛዉር/ክቆፅር ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ረቆሒ እተማልኡ ንክትምዝገቡ ይዕድምÂ |
| የትምህርት ደረጃ | - ባችለር/ ቀደማይ ዲግሪ/ ወይ ካብ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ብብርኪ V ዝተመረቐ
- ማስተርስ /2ይ ዲግሪ/Â
|
| ተፈላጊ ችሎታ | ብቋንቋ ወይ ብጋዜጠኝነትÂ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ |
| ስራ ልምድ | 7 ዓመትÂ 5 ዓመትÂ |
| How to apply | - ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 12/08/2008 ዓ/ም ክሳብ 18/08/2008 ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 11:30 አጋምሸት ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት
- ናይ ምዝገባ ቦታ ቤት ፅሕፈት ቤት ምክረ ክልል ትግራይ 4ይ ደብሪ ሰራሕተኛ ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 57
- ተወደደርቲ ቀጥታ ኣግበባብነት ዘለዎ ስራሕ ልምድእኩምን መረዳእታ ትምህርትኩምን ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ሐደ ፎቶ ኮፒ የቅርቡ
- ነቲ ስራሕ መደብ ዝወፀ ምልከታ ትሑት ተዳለይ ክእለት መሊኦም ብምልመላ ናብ ፈተና ዝቀርቡ ተወዳደርቲ ዝዉሃብ ናይ ፅሑፍ ፈተና ብዝግባእ ክሐልፉ ዝክእሉ
- COC ዝምልከቶም/ተን ከተቅርቡ/ባ ዝክእሉ/ላ
- ፈተና ዝዉሃበሉ ቤት ፅሕፈትና ኣብ ዝወፅኦ ምልክታ ይግለፅ
|