ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ | |
---|---|
የስራ ሃላፊንት | ገንዝብ ታሓዚ |
የተለቀቀበት ቀን | ሰሉስ ሚያዝያ 11, 2008 |
መዝግያ ቀን | ሶኒ ሚያዝያ 17, 2008 |
ቦታ | መቐለ |
የስራ መለያ ቁጥር | |
ደሞዝ | |
የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
የስራ ምድብ | |
በኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ተፈላጊ ብዛት | 1 |
መግለጫ | ቤት ፅሕፈት ርእስ ምምሕዳር ትግራይ ቐፂሉ ኣብ ዝርከብ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወደዲሩ ክቆፅር ወይ ብዝዉዉር ክምድብ ይደሊ |
የትምህርት ደረጃ |
|
ተፈላጊ ችሎታ | ብአካዉንቲንግ: ቢዝነስ ኢዲኬሽን : ባንክን ኢንሹራንስን: ኮኦፕሬቲቭ አካዉንቲንግ :ብማናጅመንት : ፓብሊክ ፋይናንስ :ፋይናንሻል ማናጅመንት : ብኢኮኖሚክስÂ |
ስራ ልምድ | 10/12 ክፍሊ ዝወደአ በቲ ሞያ 10 ዓመት ስራሕ ልምዲ ሞያ ዘለዎ/ዋ ብአካዉንቲንግ: ቢዝነስ ኢዲኬሽን : ባንክን ኢንሹራንስን: ኮኦፕሬቲቭ አካዉንቲንግ :ብማናጅመንት : ፓብሊክ ፋይናንስ :ፋይናንሻል ማናጅመንት : ብኢኮኖሚክስ ካብ ቴክኒክን ሞያን ብ10+1 ሰርተፊኬት በቲ ሞያ 8 ዓመት ስራሕ ልምዲ ሞያ ዘለዎ/ዋ ካብ ቴክኒክን ሞያን ብ10+2 ሰርተፊኬት በቲ ሞያ 6 ዓመት ስራሕ ልምዲ ሞያ ዘለዎ/ዋ COC የድሊ ካብ ቴክኒክን ሞያን ብ10+3 ብዲፕሎማ በቲ ሞያ 4 ዓመት ስራሕ ልምዲ ሞያ ዘለዎ/ዋ COC የድሊ ካብ ቴክኒክን ሞያን IV ወይ ካብ ኮሌጅ ብላዕለዋይ ዲፕሎማ ወይ 4Â ዓመት ኮሌጅ ዝወደአ ዝተመረቀት በቲ ሞያ 2Â ዓመት ስራሕ ልምዲ ሞያ ዘለዎ/ዋ |
How to apply |
|