| ሰላም ናይ ህዝቢ መጓዓዝያ ኣ/ማ | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | ናይ ነዳዲ መዐደሊ ሓለፊ |
| የተለቀቀበት ቀን | ሰሉስ ሚያዝያ 11, 2008 |
| መዝግያ ቀን | ቀዳም ሚያዝያ 15, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| የስራ መለያ ቁጥር | |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 1 |
| መግለጫ | ሰላም ናይ ህዝቢ መጓዓዝያ ኣ/ማ ዝስዕብ ረቑሒ እተማልኡ ኣመለከቲ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| የትምህርት ደረጃ | 10+3 ደፕሎማ ወይድማÂ ብቴክኒክን ሙያ 10+2 ብዲፕሎማ ዝተመረቀ/ት |
| ተፈላጊ ችሎታ | ብማናጅመንት : ብኣከዉንቲንግ : ብማርኬቲንግ |
| ስራ ልምድ | 2/4 ዓመት |
| How to apply | ስለዚ እቲ ልዕል ኢሉ ዝተጠቀሰ ረቖሒ እተማልኡ አመልከቲ ካብ 11/08/2008 ዓም እስካብ 15/08/2008 ዓም ኣብ ዘሎ ግዜ ዉሽጢ ንተካታተለቲ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዘለኩም ናይ ትምህርቲ መረዳእታን ስራሕ ልምድን ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሒዝኩም አብ ሰላም ባስ ጨ/መቐለ ኣጅፕ ነበር ነዳዲ መዐደሊ ቢሮ ቁፅሪ 2 ብኣካል እንዳመፃእኩም ትምዘገቡ እትክእሉ ምካንኩም ንሕብር |