ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ትግራይ | |
---|---|
የስራ ሃላፊንት | ኤክስክቲቭ /ሴክሬታሪ/ |
የተለቀቀበት ቀን | ዓርቢ ጥሪ 8, 2012 |
መዝግያ ቀን | ሓሙስ ጥሪ 14, 2012 |
ቦታ | |
የስራ መለያ ቁጥር | |
ደሞዝ | |
የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
የስራ ምድብ | |
በኣገልግሎት ዘመን | ማናጅመንት |
ፆታ | ኣይፈልን |
ተፈላጊ ብዛት | 1 |
መግለጫ | ኢንስትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊስ ትግራይ ኣብ ዘዉፆኦ ክፍቲ ስራሕ መደብ ብቕዓት ዘለዎም ሰብ ሞያ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደሊ ነቲ ዝወፀ መመፀዚ ተማልኡ ደለይቲ ስራሕ በዚ መሰረት ክትወዳደሩ ትክእሉ ምኻንኩም ንገልፅ |
የትምህርት ደረጃ | 10+3 ዲፕሎማ ብሰክሬታሪ ሳይንስ ብኣይቲ ኮምፒተር ሳይንስ |
ተፈላጊ ችሎታ | 10+3 ዲፕሎማ ብሰክሬታሪ ሳይንስ ብኣይቲ ኮምፒተር ሳይንስ |
ስራ ልምድ | 6 ዓመት |
How to apply | ተወዳደርቲ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ኦርጅናልን መረዳእታ ትምህርት ስራሕ ልምዲ ከቕርቡ ኣለዎም ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ማለት ቀጥታ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ማለት እዪ ካብ ዉልቀ ትካል ዝቐረበ ስራሕ ለምዲ ግብሪ ዝተከፈሎ ምኻኑ መረጋገፂ ክቀርበሉ ይግባእ ሲኦሲ ዘለዎምን ናይ ምዘገባ ዕለት ካብ 07/05/2012 ክሳብ 14/05/2012ዓ/ም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ይከዉን ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ካብ 18/05/2012ኣ.ኣ ሰዓት 9፡00 ኢንስትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊስ ትግራይ |