https://milkta.com/am/jobs/display/1054
ፕሮፌሽናል ጀነራል መካኒክስ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር
የስራ ሃላፊንት ሜካኒክ III
የተለቀቀበት ቀን ሰሉስ መጋቢት 27, 2008
መዝግያ ቀን ቀዳም ሚያዝያ 8, 2008
ቦታ መቐለ
የስራ መለያ ቁጥር
ደሞዝ
የስራው ዓይነት ቐዋሚ
የስራ ምድብ
በኣገልግሎት ዘመን መኣካላይ ደረጃ
ፆታ ኣይፈልን
ተፈላጊ ብዛት 2
መግለጫ

ፕሮፌሽናል ጀነራል ሜካኒካስ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ቀፂሎም ብዝተዘርዘሩ ሞያ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

የትምህርት ደረጃ
  • ኣዉቶ ሜካኒክ ደረጃ IV
ተፈላጊ ችሎታ
  • ካብ ቴክኒክን ሞያን ብኣዉቶ ሜካኒክ ደረጃ IV ዝተመረቀ/ት
  • ብቅዓት መረጋገፂ ፈተና (COC) ዝሐለፈ/ት
ስራ ልምድ

ሽድሽተ ዓመት ብሚካኒክነት ሞያ ዝሰርሐት/ን Senior ሚካኒክ ዝበፅሐ/ት

How to apply
  • ናይ ስራሕ ቦታ ጣብያ ኢንዱስትሪ ሰላም ቆርቆሮ ፋብሪካ 50 ሜትሮ ዉርድ ኢልካ
  • መመዝገቢ ዕለት ካብ 27/07/2008 ዓ/ም ክሳብ 08/8/2008 ዓ/ም
  • ምዝገባ ብስራሕ ሰዓት
  • ደመዉዝ በቲ ድርጂት ዝወፀ ስኬል መሰረት
  • ንዝበለፀ መረዳእታ 0914727829 ይደዉሉ
ምልክታ እና ቅጂው:: 2013 - 2024 ፖወርድ ኤንድ ዲቨሎፕድ ባይ ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle