| ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየም | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | ኣካዉንቲንግ መምህር |
| የተለቀቀበት ቀን | ዓርቢ መጋቢት 23, 2008 |
| መዝግያ ቀን | ሰሉስ መጋቢት 27, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| የስራ መለያ ቁጥር | |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 2 |
| መግለጫ | ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ስራሕ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| የትምህርት ደረጃ | BA ዲግሪ ዘለዎ/ዋ COC ዝሐለፈ |
| ተፈላጊ ችሎታ | ኣካዉንቲንግ |
| ስራ ልምድ | ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ይምረፅ |
| How to apply | አመልከቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ስራሕ ልምድኩምን CVንምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ኣብ ኒዉ ሚሊንየም ኮሌጅ ፐርሶኔል ክፍሊ ካብ ዕለት 23/7/2008 ዓም ክሳብ 27/7/2008 ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 12:00 ናይ ስራሕ ሰዓት እናመፃእኩም ክትምዝገቡ ከምትክእሉ ንሕብር ንዝበለፀ ሓበሬታ0344 4104 65 |