| ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓት ክልል ትግራይ | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | ማሕበራዊ ልምዓት ስርዓተ ፆታን ኤች ኣይቪ ኤድስን ኦፊሰር woreda social development ,order and HIV Aids officer |
| የተለቀቀበት ቀን | ዓርቢ መጋቢት 16, 2008 |
| መዝግያ ቀን | ሰሉስ መጋቢት 20, 2008 |
| ቦታ | ቤት ፅሕፈት ሕ/ ገ /ልምዓት ወረዳ ወርዒ ለከ |
| የስራ መለያ ቁጥር | |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ጊዝያዊ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 1 |
| መግለጫ | ቢሮ ልምዓት ሕርሻን ገፀርን ክልል ትግራይ ዝርከብ ክፍቲ መደብ ስራሕቲ ብኮንትራት ቁፃር አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ ስለዙይ ነቲ ረቀሒ እተማልኡ ደለይቲ ስራሕ ንክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም |
| የትምህርት ደረጃ | MSc/BSc/BA in rural development /agricultural economics /management |
| ተፈላጊ ችሎታ | MSc/BSc/BA in rural development /agricultural economics /management |
| ስራ ልምድ | MAÂ 4 ዓመት አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ 1ይ ዲግሪ 6 ዓመት አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ |
| How to apply | ስራሕ ቦታ ቤት ፅሕፈት ሕ/ ገ /ልምዓት ወረዳ ወርዒ ለከ ምዝገባ ዝካየደለሉ ዕለት ካብ ዕለት 14/ 07 /2008 ክሳብ 20 /07 /2008 ዓምኣብ መንግስቲ ስራሕ ሰዓት ምዝገባ ዝካየደሉ ቦታ ቢሮ ልምዓት ሕርሻ ን ገፀርን ደ /ከ/ ስ ሓይሊ ሰብ ቢሮ ፈተና ዝወሃበሉ ዕለትን ቦታን ንቅድሚት ብካልእ ምልክታ ይግለፅ ዓይነት ፈተና ንፁሑፍ 100 ተወዳደርቲ ተማእእዎ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሱ መረዳእታታት ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን Â ሒዝኩም ክትቀርቡ ይግባእ |