| የስራ ሃላፊንት | ጀማሪ ኣሰልጣኒ GMFA |
| የተለቀቀበት ቀን | ሰሉስ መጋቢት 13, 2008 |
| መዝግያ ቀን | ዓርቢ መጋቢት 16, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| የስራ መለያ ቁጥር | |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 1 |
| መግለጫ | ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓዲጎዶም ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ካብ ደገ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደለየ ነዚ ዝስዕብ ረቆሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ንዕድም |
| የትምህርት ደረጃ | - መደብ ስራሕ ብዘሓቶ ብመሰመር ሞያ ካብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያÂ ብብርኪ 4(Level IV)Â GMFAካብ ቴክኒክን ሞያን ዝተመረቐ/ት
- COC Level by level ዝበቀዐ/ዝሐለፈ
|
| ተፈላጊ ችሎታ | - መደብ ስራሕ ብዘሓቶ ብመሰመር ሞያ ካብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያÂ ብብርኪ 4(Level IV) GMFAካብ ቴክኒክን ሞያን ዝተመረቐ/ት
- COC Level by level ዝበቀዐ/ዝሐለፈ
|
| ስራ ልምድ | 0 ዓመትን ልዕሊኡን |
| How to apply | - መመዝቢ ቦታ ዓዲጎዶም ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ልምዓት ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 8
- መመዝገቢ ቦታ 12/7/2008 ዓ/ም 16/7/2008 ዓ/ም 5ተ ናይ ስራሕ መዓልታት
- ምዝገባ ዝከየደሉ ዕለት 20/7/2008 ዓ/ም 8:00 ቅድሚት ሰዓት
- ፈተና ዝዋሃበሉ ዕለት 21/7/2008 21/7/2008 ቅደሚ ሰዓት ንቢዝነስ :21/7/2008 ዓ/ም ሆቴል ማናጅመንት 8:30 22/7/08 4:30 :22/7/2008 ዓ/ም Â 4:30 ን GMFA ይከዉን
- አብ እዋን ምዝገባ ኦርጅናል መረዳእታ ትምህርቲ ምስ ዘይምለስ ፍቶ ኮፒ ምቅራብ የደሊ
- ብተመሳሳሊ ሞያ ምዉድዳር አይከኣልን
- መመልመሊ ረቆሒ 100% ከምኡዉን ብፅሑፍን ብተግባርን ፈተና ይዉሃብ ብኮሜቴ ምልመላን
- ድሕሪ ናይ ምዝገባ እዋን ዝኮነ ይኩን መረዳእታ ተቀባልነት የብሉን
- ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344370594 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል
|