| ቢሮ ጉዳይ መናእሰይ እስፖርትን ክልል ትግራይ | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | ፀሓፊትም ምምሕዳር ኦፊስን |
| የተለቀቀበት ቀን | ቀዳም ሕዳር 27, 2012 |
| መዝግያ ቀን | ዓርቢ ታሕሳስ 3, 2012 |
| ቦታ | |
| የስራ መለያ ቁጥር | 00 |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 1 |
| መግለጫ | ቢሮ ጉዳይ መናእሰይ ስፖርት ብሄራዊ ክልል መንግስቲ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ብዘዉፅኦ ምልክታ መሰረት ዝዉዉር ቁፃርን ዝሓሸ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ዘሎዎ መደብ ስራሕ ክመልእ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም |
| የትምህርት ደረጃ | Ssom it information technpolog: ita : computer science : mis : aost: techonology suon asmts |
| ተፈላጊ ችሎታ | ፀሓፊትም ምምሕዳር ኦፊስን |
| ስራ ልምድ | 0 ዓመት |
| How to apply | 1 ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ስራሕ ልምዲን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ምስ ዋንኡ ዝተገናዘበ 2 ዉፅኢት ተኮር ናይ ቀረባ ናይ ክልተ ጊዜ 3 ካብ ቴክኒክን ሞያን ብዲፕሎማ ዝተመረቀ ብቅዓት መረጋገፂ ወይ COC ወሲዱ ዝሓፈሉ መረዳእታ ከቅርብ 4 ምዝገባ ዝጅመረሉ ዕለት 26/03/2012-03/04/2012ዓ/ም መመዝገቢ ቦታ ዳ/ዳ/ኣ/ስ/ሓ/ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 18 ኣብ ስራሕ ሰዓት 5 ምዝገባ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ እዋን 5ተ ተከታታሊ ናይ ስራሕ መዓልቲ |