| ቤት ትምህርቲ ኣባ ገብረሚካኤል ካቶሊካዊት | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | መምህር |
| የተለቀቀበት ቀን | ሶኒ መጋቢት 12, 2008 |
| መዝግያ ቀን | ቀዳም መጋቢት 17, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| የስራ መለያ ቁጥር | |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 1 |
| መግለጫ | አባ ገሚካኤል ካቶሊክ ሙሉእ ቀደማይን ካልኣይን ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሐደ/ሓንቲ መምህር ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| የትምህርት ደረጃ | ዲፕሎማÂ |
| ተፈላጊ ችሎታ | ብሳይንስ ት/ቲ ብዲፕሎማ ዝተመረቐት በዝሒ ሐደ ካብ 1ይ ክሳብ 6ይ ክፍሊ ከምህር ዝክእል |
| ስራ ልምድ | አፍልጦ ካብዝረከብ ቤት ትምህርቲ ብዝሰልጠኑ ሞያ ካብ 3 ዓመትን ካብኡ ንላዕሊ ዝመሃረ ከቕርብ ዝክእል |
| How to apply | ኣባ ገብረሚካኤል ካቶሊክ ቤት ት/ቲ ካብ መጋቢት 14/08 ጀሚሩ ክሳብ መጋቢት 17/2008 ዓ/ም አብ ስራሕ ሰዓት ካብ ንጉሆ 2:00 – 6:00 ዉድድር ዝካየደሉ ዕለት 19/7/2008 ዓ/ም |