ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ናይ ፕላስቲክ መስትዋት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሐትም ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 21, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 22, 2012 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ታሕሳስ 22, 2012 10:02 ደ/ሰዓት
  • ህንፃ መሳርሒ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ቦታ ደጋፊ ፣ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን

2 ተወዳዳሪ ዝቀርበሉ ጊዜ ክሳብ ዕለት 22/04/2012ዓ/ም ሰዓት 10፡00

3 ተወዳዳሪ ኣግባብነት ዘለዎ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ፣ ግብሪ ከፋሊ፣ መፍለይ ቁፅሪን

4 እቲ እንተርፕራይዝ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344416727

ድሕሪት
ጨረታ መደብ