ኤጄንሲ ልምዓት ደኣንት ምርግጋፅ ምግቢ ዉሕስና ከተማታት ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 17, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 20, 2012 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ታሕሳስ 20, 2012 11:02 ደ/ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 በቲ ዘርፊ ናይቲ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም

2 ናይዚ ዘመን መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ከቅርብ ዝክእል፣ መፍለዩ ቁፅሪ ቲን ናምበር ከቕርብ ዝክእል

3 መፍለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ዘቕርቡ

4 ተወዳደርቲ መረዳእታኩም ፎቶ ኮፒ ገይሩኩም ዋጋ መሊኢኩም ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ብምትሕሓዝ ካብ ዕለት 16/04/2012 ዓ.ም ክሳብ 20/04/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ኣብ ዘሎ ግዜ ኣብ ክ/ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ፕላኔት ሆቴል ዝርከብ ሰናየ ዘበን ህንፃ 2ይ ደብሪ ከተቕርቡ ትኽእሉ

5 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 20/04/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ናይ ምሸት

5 ኤጄንስና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ፕሮፎርማ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ - ኣብ ክ/ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ፕላኔት ሆቴል ኣብ ዝርከብ ሰናይ ዘበን ህንፃ 4ይ ደብሪ ኤጄንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእከለዎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንድስትሪ ክልል ትግራይ ብኣካል ብምቅራብ ወይ

ብቁፅሪ ስልኪ 03 42 40 63 63ምሕታት ይካኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ