ኣብ ቢሮ ጉ/መ/ስ ትግራይ ማእከል መሰልጠኒ ኣትሌቲክስ ን ኣትሌታት ዝከዉን ናይ ስፖርት ዕጥቒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ንክትወዳደሩ ንዕድም

1  ተወዳደርቲ እተቅርብዎ ዶክሜንት ብፖስታ ብምእሻግ ካብ 16/04/2012 ክሳብ 20/04/2012 ከቅርብ ኣለዎ

2 ሕጋዊ ተወዳዳራይ ነፀላ ዋጋ ብምምላእ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ግብሪ ዝተከፈለሉ ናይ ቲን ናምበር መለለይ ካርድ መረዳእታ ፎቶ ከፒ

ዝበለፀ ሓበሬታ 09 01 97 47 14 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ