ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ክ/ከተማ ሰሜን ዕደጋ መቐለ ንፅ/ፅባቀን ክ/ከተማ ሰሜን ግልጋሎት ዝዉዕል ካብ እንዳ ኪዳና ምህረት ዓባይ ዓዉሒ ክሳብ ትራንስ ካብ ኣጅብ ክሳብ መገንፀሊ ምም/ር ክ/ከተማ ሰሜን ዘሎ ሚድያ ናይ ግሪነሪ ምልማዕ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከልምዕ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 11, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 23, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ታሕሳስ 23, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ናይ 2011/12 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ቲን ፣ ዝ/መቅረባይ ሰርተፊኬት ፣ ቫት ተመዝገብቲን ናይ ቀረባ እዋን ዲክልረሽን ከቅርብ ዝክእል

2 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ክ/ከተማ ሰሜን ኬዝ ቲም ዕደጋ ካብ ዕለት 08/04/2012ዓ/ም ጀሚሩ ዘይምለስ 50 ብር ብምኽክፋል ጨረታ ሰነድ

3 ጨረታ መኸበሪ ናይ ግሪነሪ 10000.00 ብስፒኦ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ወይ ብጠረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መአዘዚ ቸክ ብሽም ቤት ማዛጋጃ ክ/ከተማ ሰሜን ከትሕዝ ዝኽእል

4 ጨረታ ሰነድ ዝሽየጠሉ ክሳብ 22/04/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ናይ ድ/ሰ ይኸዉን

5 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 23/04/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 41 54 76

ድሕሪት
ጨረታ መደብ