ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቤት ፅሕፈትሕ/ገ/ል ረሬድ ፕላስ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 4, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 7, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ታሕሳስ 7, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ናምበር ኮፒ ምስ ዋንኡ

2 እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 03/04/2012ዓ/ም እስካብ 07/04/2012ዓ/ም ናይ ስራሕ መዓልቲ ብምዉሳድ 07/04/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ 4፡30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 04 03

ድሕሪት
ጨረታ መደብ