ኤጀንሲ ምዝገባን መረዳእታን ትሕዝቶ መሬት ከተማ ክልል ትግራይ ን 12 ከተማታት ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 30, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 14, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:30000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ታሕሳስ 14, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
  • ዕድጊት ሞተርሳይክል/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2012ዓ/ም በቲ ዘፈር ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ክተቅርቡ ትኽእሉ፤ ወረቀት ምስክር መለለይ ከፋሊ ግብሪን ተወሳኺ እሴት ታክስ ክተቅርቡ ትኽእሉ፤

2 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ክተቅርቡ ትኽእሉ፤

3 ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2012ዓ/ም ሒሳብ ዘቅረብኩምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ ትኽእሉ፤

4 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ኣብ ኤጀንሲ ኮምፕሌክስ ህንፃ ምዝገባን መረዳእታን ትሕዝቶ መሬት ከተማ ክልል ትግራይ ኣብ ደ/ ከ/ ስ/ ዕ/ ፋይ/ ምም /ር/ ንብረትን 2ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 229 ብምምፃእ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ብምግዛእ ካብ ዕለት 29/03/2012ዓ/ም ክሳብ 14/04/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30ዋጋ መሊኢኩም ኣብ ፖስታ ብምዕሻግ ምግባር ትኽእሉ

5 መከበሪ ጨረታ ንሞተር ሳይክል 30000.00 ሽሕ ብጥረ ገንዘብ ወይብስፒኦ ከቅርቡ አለዎም።

6 እቲ ጨረታ 14/04/2012 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ቅ.ቀትሪ ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:00 ኣብ ኤጀንሲ ምዝገባን መረዳእታን ትሕዝቶ መሬት ከተማ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ር/ንብረትን 2ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 229 ይክፈት።

7 እቲ ኤጀንሲ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ዉይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-405023 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤

ድሕሪት
ጨረታ መደብ