ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ክቢ ማህተም ኣዉቶማቲክ ፣ ሽምን ስራሕ ሓላፍነት ዝገልጽ ኣዉቶማቲክ ቲተርን ስራሕ ሓላፍነት ዝገልፅ ዝተሰርሓ ቲተተር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 24, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 25, 2012 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሕዳር 26, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 በቲ ዘርፊ  ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ፣

3 ናይ መቅረባይነት ዝተመዝገበ ምካኑ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ምስክር ወረቀት

4 ምልክታ ፕሮፎርማ ካብ ዝተለጠፈሉ እዋን ጀሚሩ ኣብ 3ተ መዓልቲ ናብ ቢሮ ፍትሒ ብምቅራብ ንግዲ ዶክመንትኩምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኻንኩም እናገለፅና መወዳደሪኩም ሽምን ፌርማን አድራሻን ናይ ትኻልኩም ማህተምን ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ካብ ዕለት 23/03/2012ክሳብ ዕለት 25/03/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ድ/ሰዓት ክትወዳደሩ ትኽእሉ

5 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 26/03/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ቅ/ሰዓት ኣብ ቢሮ ፍትሒ ክ/ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 317 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 87 14 ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ