ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ማይ መፃረዩ መሽን ፅገናን ሰርቪስ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ስለዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 19, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 19, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሕዳር 19, 2012 09:30 ደ/ሰዓት
  • ፅገና ማሽነሪ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ ዘመኑ ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝከፈልኩም

2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ መቅረባይነት ዝተመዝገብኩም

3 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ምምዝጋብኩም መረዳእታ እተቅርቡ ዝክእል ይዕድም

4 ተወዳደርቲ እትጫረቱ ደኩሜንት ብፖስተ ብምዕሻግ ካብ ዕለት 17/ 03/ 2012 ክሳብ 19/03/2012 ዓም እናመፃእኩም ምሃብ ትክእሉ

5 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 19/03/2012 ዓም ቅድሚ ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለተ እሱ ቅድሚ ቀትሪ ሰዓት 9፡30 ይክፈት

ስልኪ ቁፅሪ 0342414266 / 42413795

ድሕሪት
ጨረታ መደብ