ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት ንናይ ቤት ፅሕፈት ፋይናንስ ክ/ከ/ሓድነት መኪና ቶዮታ መለዋወጢ ኣቅሑት ዝከዉን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንገዝእ ንደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 11, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 16, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 16, 2012 04:02 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ በቲ ስራሕ ዘርፊ ንግዲ ፍቃድ ፣ ቲን ናምበር፣ ዝተሓደሰ መቕረባይነት ፣

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ ዕለት ካብ 11/03/2012ጀሚሩ ክሳብ ዕለት16/03/2012 ሰዓት 4፡00 ንጉሆ ይቀርብ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 62 84

ድሕሪት
ጨረታ መደብ