ኣብ ላጪ ሱር ኮንስትራክሽን ቢሮ ኣብ ዝስራሕ ዘሎ ህንፃ ፕሮጀክት ንሰራሕተኛታት ፅሬቱ ዝተሓለወ ምግቢ ክሰርሑ ዝክእሉ ብምግቢ ምድላዉ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ሕጋዊያን ነጋዶ ኣጫሪቱ ብክንትራት ክፈራረም የደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 24, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 1, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሕዳር 1, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
  • ካፌን ሬስትራንትን/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ተጫረቲ ብምግቢ ምድላዉ ናይዚ ዓመት ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ

2 ተጫረቲ ፅሬቱን ደረጁኡን ዝሓለወ ንሰሙንን ንወርሕን ዝኸዉን እኩል ናይ ምግቢ ኣስቤዛ ዓቅሚ ዘለዎ

3 ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉን

4 ጨረታ ካብ 19/02/2012ዓ/ም ክሳብ 01/03/2012ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 01/03/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ይክፈት

5 ትኻልና ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 06 10 96 31

ድሕሪት
ጨረታ መደብ