ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ማይ መፃረዩ መሽን ፅገናን ሰርቪስን ኣወዳዲሩ ክስርሕ ስለዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 22, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2012 09:30 ደ/ሰዓት
  • ፅገና ማሽነሪ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ ዘመኑ ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝከፈልኩም

2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ መቅረባይነት ዝተመዝገብኩም

3 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ምምዝጋብኩም መረዳእታ እተቅርቡ ዝክእል ይዕድም

4 ተወዳደርቲ እትጫረቱ ደኩሜንት ብፖስተ ብምዕሻግ ካብ ዕለት 20 / 02/ 2012 ክሳብ 25/02/2012 ዓም እናመፃእኩም ምሃብ ትክእሉ

5 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 25/02/2012 ዓም ቅድሚ ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለተ እሱ ቅድሚ ቀትሪ ሰዓት 9:30 ይክፈት

ስልኪ ቁፅሪ 0342414266 / 42413795

ድሕሪት
ጨረታ መደብ