ዽምፂ ወያነ ትግራይ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ንሰርቪስ ዝጥቀመሎም ዝተፈላለዩ ዓይንት መካይን ኣጫሪቱ ስራሕቲ ፅገና ክካይድ ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትድልዩ ተጫረቲ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 2, 2006 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 11, 2006 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ንፅገና መካይን ሕጋዊ ንግዲ ፍቃደ ጋራዝ ዘለዎን ናይ 2005 ዓ/መ ፍቃድ ዘሕደሰን ናይ ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነን

2. ንጋራዝ ደረጃ 5፣4፣3 ኮይኑ ካበ ኮንስትራክሽንን መንገድ ትራንስፖርት ናይ ብቅዓት መረጋገፂ ሰርትፊኬት ዘቅርብ

3. ናይ ጨረታ ውሕስና 10% ብመልክዕ ሲ.ፒ.ኦ ወይ ድማ ካብ ባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከቅርብ ዝክእል

4. ናይ ጨረታ ዶክመንት ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ ብር 30 ብምክፋል ካብ ፋይናንስ ክፍሊ ቢሮ 308 ዶክመንት ክትወስዱ ትክእሉ

5. ናይ ጨረታ ዶክመንት ብትዓሸገ ፖስታ ናብ ቢሮ ቁፅሪ 409 ክቀርብ ኣለዎ

6. እቲ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ን 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ ብምፅናሕ ዕለት 11 ታሕሳስ 2006 ዓ/ምልክዐ ሰዓት 3 ተዓፅዩ ሰዓት 330 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ፎቅ ኣብ ዝርከብ ኣዳራሽ ይክፈት

7. ቤት ፅሕፈትና እቲ ጨረታ ብክፋል ወይድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

8. ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0434-41-0544/46 ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ