ትካልና ኮሌጅ ጋርመንት መቐለ ኣብ 2012ዓ/ም 1ይ መንፈቅ ዓመት ንትካልና ከገልግሉ ዝክእሉ ናይ ሞዴል መኪና ጃፓን ኮብራ /HZJ80L መኪናመለዋወጢ ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 7, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 10, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 10, 2012 09:15 ደ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 በቲ ዓዉደ ዘርፊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ መፍለይ ቁፅሪ ናይ ግብሪ ከፋላይ ከምኡዉን ዝተሓደሰ ሰርተፊኬት መቕረባይነት ከቅርብ ዝክእል

2 ካብ ትካልና ደጋፊ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ም ካብ ዕለት 06/02/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 10/02/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ብምምፃእ ሰነድ ፕሮፎርማ ከምትወስዱ ከምትክእሉ ብምፍላጥ ሳንዱቕ ጨረታ ዕለት 10/02/2012ዓ/ም ሕጋዊ ጨረታ ኮሚቴ ኣብ ዘለዉሉ ሰዓት 9፡00 ብምዕፃዉ ልክዕ ሰዓት 9፡15 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0333101421 ደዊልኩም ክትሓቱ ትኽእሉ ምድዋል ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ