ኤጄንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታን ርክብን ክልል ትግራይ ኣብ 2012 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ዓቕሚ መዕበይን ምምዕባልን ስራሕቲ ማለት አዉን ንምድብ 1 training web based application development using JavaScript angular js and mysql server lot 2 advanced treaning office machines hardware and electronics equipment maintenance ብብርኪ ክልል ጨረታ ኣወዳዲሩ ከሰልጥን ይደሊ ስለዚ ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቃሕታት እንተነኣሰ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ተጫረቲ መምርሒ ክተማልኡ ይግባእ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 30, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 18, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 18, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
  • ትምህርቲን ትሬይንግ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን

2 ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን ሰነድ ኮፒ ዘቕርብ፣

3 ንተወሳኪ አሴት ታክስ ዝተመዝገቡ ኮይኖም ምዝገባ ሰርቲፊኬት ቫት ናይ ሓምለ ነሓሰ 2011 ቫት ዲክሊሬሽን ዘቅርቡ

4 ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት መስክር ወረቐት ከቕርብ ዝክእለ

5 ንብረት ብናይ ባዕሎም መጓዓዝያ ናብ ኤጄንስና ስቶር ክፍሊ በቲ ዝተሓተተ ፅሬትን መጠንን ከቅርብ ዝክእል

6 ተጫረቲ ሽም ፣ ኣድራሻን ናይ ትኻልኩም ማህተም ፣ ፌርማን ክህልዎ ይግባእ

7 ተጫረቲ ንዝተዳለወ ንሕድሕድ ዝርዝር መምርሒ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100.00 ጥራሕ እናከፈሉ ካብ ኤጄንስና ዳይሬክተሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 1-06 ካብ ዕለት 28/01/2012 ክሳብ18/02/2012 ኣብ ዘሎ ግዜያት ምቕራብ ይካኣል

7 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መኸበሪንጨረታ  ንምድብ 1  5000.00 ን ብር ንምድብ 2 10000.00 ብ ስፒኦ ወይ ብሰርቲፋይድ ቼክ ወይ ድማ ብጥረ ገንዘብ ናብ ዝተዳለወ ናይ ኤጄንስና ጨረታ ሳንዱቅ ወይ ድማ ቅድሚ ምክፋቱ ከቕርብ ዝክእል

8 እቲ ጨረታ 18/02/2012 ልክዕ ሰዓት 8፡30 ድ/ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ኣብ ኤጄንስና ቢሮ ቁፅሪ 106 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 05 27 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ