ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 16, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 20, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መስከረም 20, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ ዘመኑ ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝከፈልኩም

2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ መቅረባይነት ዝተመዝገብኩም

3 ናይ ግበሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ምምዝጋብኩም መረዳእታ እተቅርቡ ዝክእል ይዕድም

4 ተወዳደርቲ እትጫረቱ ደኩሜንት ብፖስተ ብምዕሻግ ካብ ዕለት 15 / 1 / 2012 ክሳብ 20/1/2012 ዓም እናመፃእኩም ምሃብ ትክእሉ

5 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 20/1/2012 ዓም ቅድሚ ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለተ እሱ ቅድሚ ቀትሪ ሰዓት 3:30 ይክፈት

ስልኪ ቁፅሪ 0342414266 / 42413795

ድሕሪት
ጨረታ መደብ