ቢሮ ፀጥታ ምምሕዳር ብ/ክ/መ/ትግራይ ን 2011/12ዓ/ም በጀት ዓመት ንቢሪኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዓባይ መኪና ምስ ካማደርያን ፍላፕን 12*12 ፐርሊ ብርጅስቶን ዝምልከት ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ከእድግ ስለዝደለየ ዝርዝር ካምዝስዕብ ይከዉን
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 6, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 12, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:20.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መስከረም 12, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ናይ 2011/12ዓ/ም ንግዲ ዘሐደሰን ዘይምለስ ምስ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዙ ዘቅርብ

2 ቲን ናምበር ዘለዎን መቅረባይነት ዝተመዝገበን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

3 ናይ ጨረታ መኸበሪ ቢድ ቦንድ ሕጋዉነቱ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይም ብጥረ ገንዘብ ብር 3000.00 ብሽም ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳር ክልል ትግራይ ከትሕዙ ዝኽእሉ

4 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቢሮ ፀጥታ ምምሕዳር ብ/ክ/መ/ትግራይ ኣብ እንዳ ተክለሃይማኖት ቤተ ክርስትያን ፊት ንፊት ኮሚሳርያት ቢሮና ቢሮ ቁፅሪ 25 ካብ ዳይሬክቶሬት ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ዘይምለስ 20 ብር ከፊልኩም ትወስዱ

5 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ዕለት 05/01/2012ዓ/ም ዓ/ም ክሳብ ዕለት 12/01/2012ዓም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ  በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉን ዘይተረከብሉን ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-409947 ምድዋል ይከኣል::

ድሕሪት
ጨረታ መደብ