ሓፈሻዊ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መሶቦ ኣብ ዉሽጢ ቤት ት/ቲ ዝርከብ ካፍተርያ ኣጫሪቱ ከካሪ ይደሊ ስለዚ ነዞም ቀፂሎም ዘለዉ ዝተፀርሑ ረቃሕታት ተመልኡ ነጋዶ ንክትወዳ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጳጉሜን 2, 2011 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 4, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:500.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:20.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጳጉሜን 4, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ካፌን ሬስትራንትን/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም

2 ኣድላይ ግብሪ መንግስቲ እትከፍሉ

3 ናይ 3ተ ወርሒ ክራይ ገዛ ቀዲሙ ክከፍል ዝክእል

4 ጨረታ መኸበሪ 500 ብፖስታ ከተቅርቡ አተክሉ

እዚ ጨረታ ዕለት 01/13/2011 ክሳብ ዕለት 04/13/2011 ሰዓት 04፡00 ቅድሚ ሰዓት ይከዉን

5ሰዓት 03፡30 ተዓፅዩ ዕለት 04/13/2011 ሰዓት 04፡00 ይክፈት

6 ቤት ት/ትና ነዚ  ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ዝበለፀ ሓበሬታ - 03 42 41 18 50 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ