ቢሮ ርክብ ህዝቢ መንግስትን ክልል ትግራይ ኣብ ቢሮና ትርከብ መኪና ግልጋሎት ዝዉል ባትሪ ንምዕዳግ ስለዝደለየ በዚ ዘርፊ ዝተሰማረኩም ሕጋዉያን ነጋዶ ጥራሕ ንክትወዳደሩ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 16, 2011 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 17, 2011 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ነሓሰ 17, 2011 11:31 ደ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ተቁ

ዝርዝር ንበረት

መግለፂ

መዓቀኒ

በዝሒ

1

መኪና ባትሪ

70 A ብሳንፕል

ብቁፅሪ

3

1 ማህተም ዝዓረፎ ፖታ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 15/12/2011 ክሳብ 17/12/2011 ዓም ሰዓት 11:30

3 ተወዳደርቲ በቲ ዝምልከቶም ናይ ባትሪ ዘርፊ ዝተሰማረኩምን ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ንግዲ ፍቃድ ዝሐደሱን ኣብ ናይ መቅረባይነት ሰረተፊኬት ዝተመዝገቡ ቲን ቁፅሪ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእሉ

4 ፕሮፎርማ ዝከፈተሉ ዕለት 17/12/2011 ሰዓት 11:30 ጀሚሩ

5 ቤት ፅሕፈትና ነቲ ፕሮፎርማ ብሙሉ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ

ስልኪ ቁፅሪ 0344409343

ድሕሪት
ጨረታ መደብ