ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይ/ዕደ/ንብረት ምምሕዳር ካብ ናይ መደበኛ በጀት እዞም ዝስዕቡ ናይ ፅሬትን ናይ ሓለዋን ግልጋሎት ኣወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ክተማልእዎም ዝግብኡ ረቃሕታት እዞም ዝስዕቡ እዮም

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘሎዎም ኮይኖም ናይዚ ዘበን ግብሪ ከፊሎም ንግዲ ፍቓዶም ዘሐደሱ

2 ናይ መቕረብቲ ሰርቲፊኬት ከቕርቡ ዝክእሉ

3 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዩ ቁፅሪ /ቲን ናምበር/ መረዳእታ ዘቕርቡ

4 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 15/12/2011ዓ/ም

8 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 17/12/2011ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 11፡30 ይከዉን

9 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 19/12/2011ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 2፡30

ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙለእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ