ቤት ፅሕፈትና ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እናሃባ ዝርከቡ ናይ በርን ካልኦትን ቁልፍታትን እንትበላሸዉ ዝፅግነልና በዓል ሙያ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዓመታዊ ዉዕሊ ክኣስር ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን መቅረብቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 8, 2011 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 10, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ነሓሰ 10, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ካልኦት ፅገና/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎን ናየ ዘመኑ ዘሐደሰን

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቑፅሪ ቲን ናምበር

3 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዘለዎ   

4 ናይ ቫት ቲኦቲ ተመዝጋቢ ተኮይኑ ኣብ ዝመልኦ ዋጋ ምስ ቫቱ ሓዊሱ ክመልእ ኣለዎ

5 ፕሮፎርማ ጨረታ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 08/12/2011 ዓ/ም ክሳብ 10/12/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኮይኑ ዕለት 10/12/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ብዘለዎ ይክፈት

6 ናይ ጨረታ ሰነድ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 28 መፂካ ምዉሳድ ይካኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ