ማሕበር ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ምክዝን ኣቁሑት /Store Sanitation Material/ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንምድዳግ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 25, 2006 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 7, 2006 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ማሕበር ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ምክዝን ኣቁሑት /Store Sanitation Material/ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንምድዳግ ይደሊ።

ስለዚ ክጣረቱ ዝደልዩ ተጫረቲ በዚ ቀፂሉ ዝተዘርዘሩ ብዘሎ መሰረት ክወዳደሩ ዝክእሉ ምካኖም ይሕብር።

  1. ናይ 2006 ዓ/ም ዝተሓደሸ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ተጫረቲ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 613 /300/ ቅርሺ ከፊሎም ናይ ጨረታ ዲክመንት ክውስዱ ይክእሉ።

  2. ተጫረቲ ዝተመዝገብሉ ናይ ቫት ሰርቲፊኬትን ናይ ወርሓዊ ዲክለር ናይ ታክሲ ክፍሊትን ናይ ቲን ዝተመዝገብሉም ምካንኩም መረጋገፂ ክተቅርቡ ይግባእ ፎቶ ኮፒን ኦርጂናለ ሒዞም ክቅርቡ ኣለዎም

  3. ተጫረቲ ካበ ዘቅርብዎ ጠቅላላ ዋጋ 2% ናይ ጨረታ ውሕስና መክበሪ /ቢድቦንግ/ ሕጋውነቱ በዝተረጋገፀ ሲፒኦ ክትሕዙ ኣለዎም ጥረ ገንዘብ ምትሓዝ ኣይፍቀድን

  4. ተጫረቲ ዝተጫረትሉ ሰነድ ንዝተኣሸገ ፓስታ እዚ ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳበ 07/04/2006 ዓ/ም ሰዓት ሓሙሽተ/5:00/ ናብ ማረት ቤት ፅሕፈት ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት እቲ ሰነድ ጨረታኦም ክቅርቡ ይክእሉ

  5. ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲ ዕለት07/04/2006 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ኣብ ማረት ቤት ፅሕፈት ተጫረቲ ወይከዓ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብለየ እዩ

  6. ኣብ ጨረታ ዘሸነፈ መቅረባይ እቲ ኣቅሑት ንምቅራብ ውዕሊ ካብ ዝኣሰረሉ ዕለት ኣብ ዘሎ 15 መዓለቲ ውሽኒ እቲ ንብረት ኣታዊ ክገብሮ ኣለዎ

  7. ሕድ ሕድ ገፅ ማሕተም ዕለት ክሕልዎ ኣለዎ ከምዑ ድማ ናይ ጨረታ ሰነድ ዝተመልዐሊ ዋጋ ስርዝ ድልዝ እንተኮንኑ ተቀባልነት የብሉን

  8. ኣብቲ ጨረታ ዝተጠቀሲ መዴል /specification/ ምስራዝ ኣይከኣልን

  9. እቲ

  10. እቲ ድርጅት ዝሐሸ ኣማራፂ ተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ 

ድሕሪት
ጨረታ መደብ