ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋት ዝዉዕል ናይ መኪ ባትርን ናይ መኪና ጎማን ምስ ካላማደርያ አቁሑት ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 19, 2011 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 22, 2011 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሓምለ 23, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ዝስዕቡ ረቃሕታት ከተማልኡ ይግባእ

ናይ 2011 ዓም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃ

ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለዮ ቁፅሪ

ናይ መቅረባይነት ሰርትፍኬት

ቫት ተመዝገብቲ ተኮይኖም ናይ ቫት ሰርትፍኬት ክተቅርቡ

ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 18 /11/ 2011 ዓም ክሳብ 22 /11 /2011 ዓም ሰዓት 11: 30 ወሲድኩም ክተቅርቡ ትክእሉ

ፕሮፎርማ ዕለት 23/ 11/ 2011 ዓም ሰዓት 3:30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344403447

ድሕሪት
ጨረታ መደብ