ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ቀፂሉ ዝተዘርዘረ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 13, 2011 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 16, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሓምለ 16, 2011 03:31 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ተቁ

ዓይነት  ኣቅሓ

ሰፐስፊኬሽን

መዓቀኒ

በዝሒ

ናይ ሐደ ዋጋ

ጎማ ብርጅስቶን ምስ ካላማደሪያ

  265 /65 /R17

ቁፅሪ

1 በዚ መሰረት ዝምልክተኩም ናይ ንግዲ ትከላት ናይ ሐደ ዋጋ መቅረቢኩም ፕሮፎርማ ክሳብ  16/11/2011 ዓም ሰዓት 3:30   ኣብ  ዘሎ ግዜ ናብ ቢሮና ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ  ክተቅርቡ ብክብሪ ንዕድም

2 እቲ ፕሮፎርማ  ዕለት 16/11/2011 ዓም  ሰዓት 3:30 ይክፈት

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁጽሪ 0344 40 43 46 / 0344403663

ድሕሪት
ጨረታ መደብ