ለም ትራንስፖርት ንግድን ኣክስዩን ማህበር ሐደሽቲ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ኣቅሑት ንምሻጥ ይደሊ

1 ተጫረቲ ኣብ መቐለ ዋና ቤት ፅሕፈትና ጥቃ የተባበሩት ነዳዲ መዓደሊ ርከብ ቤት ፅሕፈትና ካብ ሓምለ 5/2011 ክሳብ 15/11 /2011 ዓም ኣብ ዘሎ እዋን ብኣካል ቀሪቦም ንምርኣይ ናይ ጨረታ ዋጋ ምቅራብ ይክእሉ

2 ናይ ጨረታ መቅረቢ ኣብ መቐለ ዋና ቤት ፅሕፈትና ጥቃ የተባበሩት ነዳዲ መዐደሊ ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ብምቅራብ ዘይመለስ 100 ከፊሎም ምዉሳድ ይክአሉ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ስቁ    0914302012 0948470555  0914300134

ድሕሪት
ጨረታ መደብ